ቤት ምኽሪ ሚንስተራት ኢትዮጵያ፣ ንስሩዕ ወጻኢታት ዝሽፍን ተወሳኺ ኣስታት 582 ቢልዮን ብር በጀት ብምጽዳቅ ናብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሕሊፉዎ'ሎ። ቤት ጽሕፈት ቀ/ሚ ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ ...
ኣብ ቀደማይ ዙርያ 75-ሽሕ ዕጡቓት ነበር ዕጥቂ ናይ ምፍታሕን ናብ ማእከላት ተሃድሶ ናይ ምእታው ከይዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ሓሙስ ተጀሚሩ። ነዞም ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ናብ ሕበረተሰብ ዝፋነውን ...
ብምሩጽ-ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝመጽእ ምምሕዳሩ ዋና ኣኽባር ሕጊ ክኸውን ዝተሓርየ ማት ጌትስ፡ ብዛዕባ ፈጺሙዎ ዝብሃል ስሕተት ጾታዊ ርክብ፡ ካብ ኮሚተ ደቂቕ መርመራ ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ ...
ኤርትራዊ ተቐዳዳሚ ጋንታ ኢንተርማርሸ ቢንያም ግርማይ ኣብ ዝዓበየ ውድድር ቱር-ዲ-ፍራንስ ናይዚ ዓመት ዓቢ ዓወት ድሕሪ ምምዝጋቡን፡ ንዕኡ ስዒቡ ድማ ተሰላፊ ጋንታ ኣስታና ሄኖክ ምሉእብርሃን ...
ኣብቲ ዝመጽእ ወርሒ ጥሪ ኣብ ሶማልያ ዝምደብ ናይ ሕብረት ኣፍሪቃ ተልእኮ ሰላም ዝሳተፋ ሃገራት መነመን ምዃነን ገና ከም ዘይተወሰነ እቲ ሕብረት ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ ...
ኣብ ቀዳማይ ዙርያ 75-ሽሕ ዕጡቓት ነበር ዕጥቂ ናይ ምፍታሕን ናብ ማእከላት ተሃድሶ ናይ ምእታው ከይዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ሓሙስ 21 ሕዳር 2024 ተጀሚሩ። ነዞም ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ናብ ...
(ኢሮ) ነታ ርእሰ-ምምሕዳር ክመርሕ ዝጸንሐ ሙሰ ቢሒ ዓብዲ ስዒሩ ኣብቲ ምርጫ ምዕዋቱ ኣፍሊጡ። ኢሮ ዝመርሖ ሃገራዊ ሰልፊ ኣብቲ ምርጫ ብ63.9% ዓብላሊ ድምጺ ክረክብ እንከሎ፡ መቀናቕንቲ ሰልፊ ...
ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፡ ሎሚ ሰሉስ 19 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ጽንብል ምዕዳል ሽልማት ኢደልሳትም ተቐቢሉ። ካብ መስከረም 2001 ኣትሒዙ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ ዝርከብ ዳዊት ኢሳቕ ...
ATACMS ዝተባህለ ናይ ርሕቀት ሚሳይል ብምጥቃም ኣብ ሩስያ ትማሊ ሰሉስ መጥቃዕቲ ፈጺማ'ያ። ነዚ ስዒቡ ፕረዚደንት ፑቲን ብወገኖም ሃገሮም ኑክሌራዊ ኣጽዋር ንግብረ መልሲ መጥቃዕቲ ክትህብ ዝብል ...
ሓድሽ ተመራጻይ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ቅድሚ ሸሞንተ ዓመታት ኣብ ምቅርራብ ናብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ጎዳኢ ሓበሬታ ክህቡለይ ይኽእሉ’ዮም ኢሎም ዝሰግኡሎም ሰነዳት ኣደናጊሮም ተባሂሎም 34 ...
ዶናልድ ትራምፕ ፕረዚደንት ኣመሪካ ኮይኑ ምምራጹ ዘሐጎሶም ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ዘለዉ ኣይሁዳውያን ሰፋሮ ንማይክ ሃከቢ ኣብ እስራኤል ኣምባሳደር ኮይኑ ስለዝመደቦ`ውን ሓጎሶም ይገልጹ ኣለው። ምሩጽ ...
ሎሚ ሰሉስ 19 ሕዳር ኣብ ዝዛዘም ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ-20 ኣብ ጉዳይ ለውጢ ኩነታት ኣየር፣ ኲናት ዩክሬንን ማእኸላይ ምብራቕን ክዘራረቡ እዮም። ፕረዚደንት ብራዚል ሉዊዝ ኢናቺዮ ሉላ ዳ ...