Italy: U.S. Special Envoy to Sudan Tom Perriello said Thursday he does not see enough “political appetite” from the warring ...
After his first nominee withdrew on Thursday, President-elect Donald Trump announced a new choice for attorney general, Pam ...
ቤት ምኽሪ ሚንስተራት ኢትዮጵያ፣ ንስሩዕ ወጻኢታት ዝሽፍን ተወሳኺ ኣስታት 582 ቢልዮን ብር በጀት ብምጽዳቅ ናብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሕሊፉዎ'ሎ። ቤት ጽሕፈት ቀ/ሚ ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ ...
ኣብ ባኩ ኣዘርባጃን ክቃናዕ ዝቐነየ ዋዕላ ክሊማ ሕቡራት ሃገራት፡ ድሕሪ ነዊሕ ክርክር፡ ሎሚ ኣማስያኡ ኣብ መጠን ምወላ ኣብ ሓደ መዛዘሚ በጺሑ ኣሎ። ሃብታማት ሃገራት ንድኻታት ሃገራት ኣማራጺ ጸዓት ንምርካብ፡ ክሳብ 2035 ዝኽፈል 250 ቢልዮን ዶላር ክኸፍላ ተሰማሚዐን ኣለዋ። እዚ ካብቲ ኣቐዲሙ ዝነበረ ናይ 100 ...
ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዓቃቢ ሕጊ ክፍለ ግዝኣት ፍሎሪዳ ዝነበረት ፓም ቦንዲ ካብ መዝነት ዋና ዓቃቢ ሕጊ ኣመሪካ ብፍቃዶም ንዝለቀቑ ማት ጌትዝ ክትክኦ ከምዝመዘዝዋ ተገሊጹ። ናይ ትራምፕ ናይ ነዊሕ እዋን መሓዛ ትባሃል ፓም፣ ንሶም ኣብ ዝተኸሰስሉ ፈለማ መጋባእያ ጠበቐኦም እያ ነይራ። ንሳ፣ ኣብ ልዕሊ ...
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ኮሚተ ንድሕነት ጋዜጠኛታት፡ ኢትዮጵያ መሰል ፕረስ ከተኽብር ይጽውዕ “መጥቃዕቲ ድሮን ምብራቕ ጎጃም ብውሑዱ ፬፫ ሰባት ቀቲሉ፡” ነበርቲ ወናኒት ኣብ ኦክላንድ ...
Mali: The ruling junta on Thursday appointed spokesperson Abdoulaye Maiga as prime minister after firing Choguel Maiga, state ...
ብምሩጽ-ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝመጽእ ምምሕዳሩ ዋና ኣኽባር ሕጊ ክኸውን ዝተሓርየ ማት ጌትስ፡ ብዛዕባ ፈጺሙዎ ዝብሃል ስሕተት ጾታዊ ርክብ፡ ካብ ኮሚተ ደቂቕ መርመራ ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ ...
ኣብቲ ዝመጽእ ወርሒ ጥሪ ኣብ ሶማልያ ዝምደብ ናይ ሕብረት ኣፍሪቃ ተልእኮ ሰላም ዝሳተፋ ሃገራት መነመን ምዃነን ገና ከም ዘይተወሰነ እቲ ሕብረት ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ ...
ኤርትራዊ ተቐዳዳሚ ጋንታ ኢንተርማርሸ ቢንያም ግርማይ ኣብ ዝዓበየ ውድድር ቱር-ዲ-ፍራንስ ናይዚ ዓመት ዓቢ ዓወት ድሕሪ ምምዝጋቡን፡ ንዕኡ ስዒቡ ድማ ተሰላፊ ጋንታ ኣስታና ሄኖክ ምሉእብርሃን ...
ኣብ ቀዳማይ ዙርያ 75-ሽሕ ዕጡቓት ነበር ዕጥቂ ናይ ምፍታሕን ናብ ማእከላት ተሃድሶ ናይ ምእታው ከይዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ሓሙስ 21 ሕዳር 2024 ተጀሚሩ። ነዞም ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ናብ ...